ቶራ
ሆልዲንግ
ቶራ
ቢዝነስ
ከመይ
ኣግሮ ኢንዱስትሪ
ሜሎስ
ሚዲያ
ኣናሶ
ኣቕራቢ
ናሶልያ
ሆቴልን ቱሪዝም
ሜላዛል
ማኑፋክቸሪንግ
ኪን
ኮንስትራክሽን
ብዛዕባና
ቶራ ሆልዲንግ ኩባንያ ንምምስራት ብ2012 ዓ.ም ብፕሮፖዛል ተዳልዩ ንክምስረት ዝተሓሰበ ዋላ እኳ እንተነበረ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ዓለም ለኻዊ ለበዳ ሕማም ኮሮናን ፖለቲካዊ ቅልውላውን እቲ ዝተሓሰበ ናብ ተግባር ከይተቀየረ ተሪፉ እዩ። ድሕሪ ስምምዕነት ዉዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ግን እቲ ተጀሚሩ ዝነበረ ሓሳብ ብምኽላስ ሚያዝያ 23/2015ዓ.ም ሕጋዊ ሰዉነት ረኺቡ ብግልፂ ስርሑ ጀሚሩ እዩ። እዚ ኩባንያ ቀንዲ ስራሕቱ ምምሕዳራዊ ስራሕቲ እንትኸዉን ኣብ ትሕቲ እዚ ኩባንያ 6 ትካላት ሕጋዊ ሰዉነት ረኺቦም ፈለምቲ መስረቲ እዚ ኩባንያ ኮይኖም እዮም ።
ኩባንያታት
ናይ ሆልዲንግ ኩባንያ ምቛም ኣድላዪ ዝዀነሉ ምኽንያት
ከመይ ኣግሮ ኢንዱስትሪ
እዛ ውድብ እዚኣ ብ2015 እተመስረተት እያ፣ ቀንዲ ዕላማኣ ኸኣ ኣብ ኢንዱስትሪ ሕርሻ እተመስረተ መስርሕ ምግባር እዩ፣ ብዘመናዊ ተክኖሎጅን ብሉጽ ዘርእን ገይራ ኣብ ኢንዱስትሪ ሕርሻ ልዑል ውጽኢት ክትረክብ ከምኡውን ንተጠቀምታ ብሉጽ ውጽኢት ኢንዱስትሪ ሕርሻ ኸተምጽኣሎም እያ እትጽዕር።
ሜሎስ ሚድያን ቴክኖሎጅን
ሜሎስ ሚድያን ቴክኖሎጅን ሓ/ዝ/ው/ማ ብ2012 ዓ/ም ዝተመስረተ እንትኸውን እዚ ትካል ኣብ ሚድያ÷ ሕትመት÷ ማርኬቲንግን ቴክኖሎጅን ትኽረት ገይሩ ዝነጥፍ ትካል እዩ ።
ዝያዳ ኩባንያታት ርአ
ሸቶና ኩባንያና ምስ ገለ ኻብተን ኣብ ዓለም ዘለዋ ህቡባት ኩባንያታት ናይ holding ኩባንያታት እናተወዳደረትን እናተወዳደረትን ካብ ተጠቀምትና እታ ዝበለጸት ምርጫ ኽትከውን ምርኣይ ኢዩ።